『ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (24 ሓምለ 2025)』のカバーアート

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (24 ሓምለ 2025)

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (24 ሓምለ 2025)

無料で聴く

ポッドキャストの詳細を見る

このコンテンツについて

ኣርእስታት ዜና፥ ናይ ሰልፊ ግሪንስ ስሰነተር መህረን ፋሩቂ ፡ ኣብ ባይቶ ኣብ ልዕሊኣ ዝተወስደ ኩነኔ ብዝምልከት ንሰልፊ ለበርን ጥምረትን ፡ ኣብ ግጉይ ሸነኽ ናይ ታሪኽ ከም ዘለዉ ከሲሳ ። ኢማራት ኣብ ሱዳንን ከባቢኡን ትገብሮ ዘላ ከም ሃገር ዝውክል ዘይኮነ፡ ብድሕሪት ናይ ካልኦት ተልእኾ ከምዘለዎ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ገሊጹ። ኣብ ግጥማት ዩሮ 2025 ተጻዋቲት ኲዕሶ እግሪ እንግሊዝ ጀስ ካርተር ፡ ጋንታኣ ንኢጣልያ 2ብ1 ኣብ ግጥም ፍርቂ ፍጻመ ጀነቫ ድሕሪ ምስዓራ ፡ ብዛዕባ ብ ኦንላይን ዝወረዳ ዓሌታዊ ማህሰይቲ ስምዒታ ገሊጻ ።

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (24 ሓምለ 2025)に寄せられたリスナーの声

カスタマーレビュー:以下のタブを選択することで、他のサイトのレビューをご覧になれます。