『ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ሓምለ 2025)』のカバーアート

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ሓምለ 2025)

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ሓምለ 2025)

無料で聴く

ポッドキャストの詳細を見る

このコンテンツについて

** ዕዳ ተመሃሮ ዘጉድል ሕጊ ንምትእትታው ዝምልከት ቀዳማይ ኣጀንዳ መበል 48 ኣኼባ ፓርላማ ምዃኑ ተፈሊጡ... ** ምምሕዳር ትራምፕ ንሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ መወዳእታ ናይ ዝመጽእ ዓመት ካብ ዩኔስኮ ኸውጽኣ እዩ ... ** ኣብ ደቡብ ትግራይ፡ ምልውዋጥ ኣመሓደርቲ ንምትግባር ኣካላት ጸጥታ ከምዝተላእኩ ፕረሲደንት ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ሓቢሩ።

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ሓምለ 2025)に寄せられたリスナーの声

カスタマーレビュー:以下のタブを選択することで、他のサイトのレビューをご覧になれます。