『Australia’s Indigenous education gap and the way forward - ምዕጻው እቲ ጋግ፡ ኣጠማምታ ደቀባት ብዛዕባ ትምህርትን ለውጢን፡』のカバーアート

Australia’s Indigenous education gap and the way forward - ምዕጻው እቲ ጋግ፡ ኣጠማምታ ደቀባት ብዛዕባ ትምህርትን ለውጢን፡

Australia’s Indigenous education gap and the way forward - ምዕጻው እቲ ጋግ፡ ኣጠማምታ ደቀባት ብዛዕባ ትምህርትን ለውጢን፡

無料で聴く

ポッドキャストの詳細を見る

このコンテンツについて

Education is a pathway to opportunity, but for too long, Indigenous students in Australia have faced barriers to success. While challenges remain, positive change is happening. In this episode we’ll hear from Indigenous education experts and students about what’s working, why cultural education matters and how Indigenous and Western knowledge can come together to benefit all students. - ትምህርቲ ናብ ዕድል ዝወስድ መንገዲ እዩ ፡ እንተኾነ ግን ኣብ ኣውስትራሊያ ዝነብሩ ክብ ደቀባት ዝኾኑ ተመሃሮ ንኽዕወቱ ዕንቅፋት የጋጥሞም እዩ ። ብድሆታት እኳ እንተ ሃለወ ፡ ኣወንታዊ ለውጢ ግን ይር አ ኣሎ ። ብዙሓት ተመሃሮ ደቀ'ባት ትምህርቶም ይዛዝሙ ኣለዉ ፡ ዩኒቨርሲቲታት ንፍልጠት ቀዳሞት ህዝብታት ይቕበላኦ ኣለዋ ፡ ብማሕበረሰብ ዝምርሑ ፕሮግራማት ድማ ናይ ሓቂ ለውጢ የምጽኡ ኣለዉ ። ኣብዚ ትሕዝቶ እዚ ፡ ብዛዕባ እንታይ ይሰርሕ ከም ዘሎ ፡ ብዛዕባ ኣገዳስነት ባህላዊ ትምህርቲ ፡ ብዛዕባ ደወባታውን ምዕራባውን ፍልጠት ከመይ ጌርካ ንዅሎም ተመሃሮ ከም ዝኸውን ምግባር ፡ ዝምልከት ካብ ክኢላታት ደቀባትን ተመሃሮን ክንሰምዕ ኢና ።

Australia’s Indigenous education gap and the way forward - ምዕጻው እቲ ጋግ፡ ኣጠማምታ ደቀባት ብዛዕባ ትምህርትን ለውጢን፡に寄せられたリスナーの声

カスタマーレビュー:以下のタブを選択することで、他のサイトのレビューをご覧になれます。