• ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኢአስ ቢ ኤስ ትግርኛ (04 ሕዳር 2024)

  • 2024/11/04
  • 再生時間: 54 分
  • ポッドキャスト

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኢአስ ቢ ኤስ ትግርኛ (04 ሕዳር 2024)

  • サマリー

  • ንሎሚ ሰኑይ 04 ሕዳር 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ሎሚ ብዙሓት ኤርትራዊያን ንኡጋንዳ ከም ካልኣይትቲ ዓዶም ሓሲቦም ኣብታ ሃገር ከውፍሩ ደቆም ከምህሩን ኣብ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ክሳተፉን ትካላት ሃይማኖት ከዐንብቡን ይረኣዩ ኣለዉ። ኣኽሊሉ ሃብተሚካኤል'ውን ኣብ ኡጋንዳ ንልዕሊ 13 ዓመታት ኣብዝነብረሉ ዘሎ ነቶም ኣብቲ ሃገር ዝነብሩ ኤርትራዊያን ዝተፈላልዩ ሞያታት ክሕዙን ብማሕበራዊ መድያ ዘንቅሑን ዘለዉ እዩ። እቲ ንሱ ኣብታ ሃገር ዝገብሮ ንጥፈታት፡ ኣብ ኡጋንዳ ዘሎ ዕድላትን ግድላትን ሰፊሕ መብርሂ ሂቡና ኣለዉ። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ስምምዓት ውዕል ሰላም ፕሪቶርያ መሊኦም ክትግበሩ ከምዝግባእ ሕብረት ኣውሮፓ ሓቲቱ። መበል ካልኣይ ዓመት ውዕሊ ፕሪቶሪያ ኣመልኪቱ መግለጺ ዝሃበ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ብወገኑ ዘይተመለሰ ተመዛባልን ግዝኣትን ክምለስ ጸዊዑ ኣሎ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ምስ ልኡኽ ከባቢ ናጻ ንግዲ ኣህጉር ኣፍሪቃ ዝርርብ ኣካይዱ።።ዝብሉን ካልእን ሒዙ ቀሪቡ ኣሎ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት፡ ካልእ ትሕዝቶን’ውን ክቐርብ’ዩ። ኣርእስታት ዜና፥ ሰልፊ ለበር ኣብዝግበር ምርጫ እንተተዓዊቱ ካብ ዕዳ ልቓሕ ተመሃሮ እቲ 20 ሚእታዊ ከምዝቖርጸሎም ቃል ኣትዩ። ክልቲኦም ፕረዚደንታዊ ሕጹያት ኣመሪካ፡ ክልተ መዓልቲ ቅድሚ ምርጫ ኣመሪካ ኣብቲ ቀንዲ ወሳኒ ግዝኣታት ናይ መወዳእታ ጎስጓሳቶም ኣጽዒቖሞ ኣለዉ። እስራኤል ንፈለማ ግዜ ወተሃደራታ ናብ ሶርያ ኣእትያ ክትዋጋእ ጀሚራ ።
    続きを読む 一部表示

あらすじ・解説

ንሎሚ ሰኑይ 04 ሕዳር 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ሎሚ ብዙሓት ኤርትራዊያን ንኡጋንዳ ከም ካልኣይትቲ ዓዶም ሓሲቦም ኣብታ ሃገር ከውፍሩ ደቆም ከምህሩን ኣብ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ክሳተፉን ትካላት ሃይማኖት ከዐንብቡን ይረኣዩ ኣለዉ። ኣኽሊሉ ሃብተሚካኤል'ውን ኣብ ኡጋንዳ ንልዕሊ 13 ዓመታት ኣብዝነብረሉ ዘሎ ነቶም ኣብቲ ሃገር ዝነብሩ ኤርትራዊያን ዝተፈላልዩ ሞያታት ክሕዙን ብማሕበራዊ መድያ ዘንቅሑን ዘለዉ እዩ። እቲ ንሱ ኣብታ ሃገር ዝገብሮ ንጥፈታት፡ ኣብ ኡጋንዳ ዘሎ ዕድላትን ግድላትን ሰፊሕ መብርሂ ሂቡና ኣለዉ። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ስምምዓት ውዕል ሰላም ፕሪቶርያ መሊኦም ክትግበሩ ከምዝግባእ ሕብረት ኣውሮፓ ሓቲቱ። መበል ካልኣይ ዓመት ውዕሊ ፕሪቶሪያ ኣመልኪቱ መግለጺ ዝሃበ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ብወገኑ ዘይተመለሰ ተመዛባልን ግዝኣትን ክምለስ ጸዊዑ ኣሎ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ምስ ልኡኽ ከባቢ ናጻ ንግዲ ኣህጉር ኣፍሪቃ ዝርርብ ኣካይዱ።።ዝብሉን ካልእን ሒዙ ቀሪቡ ኣሎ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት፡ ካልእ ትሕዝቶን’ውን ክቐርብ’ዩ። ኣርእስታት ዜና፥ ሰልፊ ለበር ኣብዝግበር ምርጫ እንተተዓዊቱ ካብ ዕዳ ልቓሕ ተመሃሮ እቲ 20 ሚእታዊ ከምዝቖርጸሎም ቃል ኣትዩ። ክልቲኦም ፕረዚደንታዊ ሕጹያት ኣመሪካ፡ ክልተ መዓልቲ ቅድሚ ምርጫ ኣመሪካ ኣብቲ ቀንዲ ወሳኒ ግዝኣታት ናይ መወዳእታ ጎስጓሳቶም ኣጽዒቖሞ ኣለዉ። እስራኤል ንፈለማ ግዜ ወተሃደራታ ናብ ሶርያ ኣእትያ ክትዋጋእ ጀሚራ ።

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኢአስ ቢ ኤስ ትግርኛ (04 ሕዳር 2024)に寄せられたリスナーの声

カスタマーレビュー:以下のタブを選択することで、他のサイトのレビューをご覧になれます。